Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኦሊምፒክ ቶኪዮ 10 ሺሕ ሜትሮ ተዓወትቲ ንዝኾኑ ኣትሌታት ስነ ስርዓት ሽልማት ሜዳሊያ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኦሊምፒክ ቶኪዮ 10 ሺሕ ሜትሮ ተዓወትቲ ንዝኾኑ ኣትሌታት ስነ ስርዓት ሽልማት ሜዳሊያ ሎሚ መዓልቲ ተኻይዱ።

ብመሰረት እዚ ነተ ውድድር ብ27 ደቒቓ 43 ሰከንድን 22 ማይክሮ ሰከንድን ዝዛዘመ ኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ንኢትዮጵያ ናይ መጀመሪያ ሜዳሊያ ወርቂ  ተረኪቡ፡፡

ኡጋንዳዊ ኣትሌታት ጆሽዋ ቺፕቴጌን ጃኮብ ኪፕሊሞን ድማ ካልኣይን ሳልሳይን ደረጃ ብምሓዝ ሜዳሊያ ብሩርንነሓስን ወሲዶም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.