Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከባቢ መንበሪ ገዛ ፕሬዚዳንት ኒጀር ተዅሲ ከምዝተሰምዐ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ኒጀር ከባቢ መንበሪ ገዛ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ተዅሲ ከምዝተሰምዐ ተገሊፁ።

እቲ ተዂሲ ን30 ደቓይቕ ዝፀንሐ እንትኸውን፥ እቲ ተዅሲ ዕልዋ መንግስቲ ክኸወን ከምዝኽእል ማዕኸናት ዓለም ይፅብፅባ ኣለዋ።

እታ ሃገር ኣብ ቀረባ እዋን ምርጫ ምክያዳ ይዝከር።

ኣብቲ ዝተኻየደ መርጫ ሚኒስትር ውሽጢ ዓዲ ዝነበሩ ሞሃመድ ቦዙማ ዝተዓወቱ አነትኾኑ፥ በዓለ ሽመቶም ደሕሪ ክልተ መዓልታት ክፍፅሙ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ፍልፍል፡-ኣልጀዚራ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.