Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከባቢ ሽረን ኣኽሱምን ዘበናዊ ዱኽዒ ንሓረስቶት ይባፃሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ከባቢ ሽረን ኣኽሱምን ዘበናዊ ዱኽዒ ንሓረስቶት ይባፃሕ ከምዘሎ ተገሊፁ።

ኣብ ካልኦት ከባቢታት እቲ ክልል ንዘለዉ ሓረስቶት እውን ግራውቶም ንክሓርሱን ክዘርኡን ዘኽእል ደገፍ ይግበር ከምዘሎ ተሓቢሩ።

መንግስቲ ምስ ዓለም ለኸ መሻርኽቲ ትካላት ብምትሕብባር ንህዝቢ ትግራይ ኣድላዪ ደገፍ ንምሃብ ዝገብሮ ፃዕሪ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.