Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ሃዋሳ እናተኻየደ ዝነበረ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ብዝካየዱ ፀወታታት ክዛዘም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ትሽዓተ ናይ ፀወታ ሰሙናት ዘተኣናገደ ናይ ሃዋሳ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ብዝካየዱ ፀወታታት ክዛዘም ኢዩ።

ሎሚ መዓልቲ ካብ ሞንጎ ዝግበሩ ፀወታታት ጋንታ ኣዳማ ከተማን ባህርዳር ከነማን ሰዓት ትሽዓተ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ።

ነበር ኣሰልጣኒ ባህርዳር ከነማ ፋሲል ተካሊኝ ንጋንታ ኣዳማ ከተማ ሒዙ ምስ ባህርዳር ዝገብሮ ፀወታ፥ ጋንታ ባህርዳር ከነማ ደረጃ እቲ ሊግ እናመርሐት ትርከብ ጋንታ ፋሲል ከነማ ዘለዋ ኣፈላላይ ነጥቢ ንምፅባብ ናብ ሜዳ ክትኣቱ ኢያ።

ጋንታ ኣዳማ ብግደኣ ካብ ዘለዋ ናይ ነጥቢ ቅልውላው ንምውጻእን ደረጀኣ ንምምሕያሽን ክትፃወት ኢያ፡፡

ብኻሊእ መዳይ ምሸት ሰዓት 12 ጋንታታ ሃዋሳ ከተማን ኣርባ ምንጭ ከተማን ፀወተአን ከካይዳ ኢየን፡፡

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.