Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ መቐለ ብዝተገበረ ተፍቲሽ መኽዘን ኣፅዋር ኩይናት እቲ ጉጅለ ጥፍኣት ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ህዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ መቐለ ብዝተገበረ ተፍቲሽ መኽዘን ኣፅዋር ኩይናት እቲ ጉጅለ ጥፍኣት ተታሒዙ።

ብመሰረት እዚ ሰለስተ ኮንቴይነር ጠበንጃ፣ ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ጠያይቲ፣ ክላሽንኮቭ፣ ስናይፐር፣ መንብዒ ቡምባን ፈንጅታትን ተታሒዞም ኣለዉ።

ብተወሳኺ መለዮን ታሴራታትን ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ትግራይ ከምዝተትሓዙ ተገሊፁ።

ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብቐፃልነት ኣብ ዝገብሮ ተፍትሽ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ጎድኒ ሰራዊት ብምስላፍ ኣድላዪ ሓገዝ ክገብር ፃውዒት ቀሪቡ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.