Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ማንሃተን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ኣትሌቲክስ ዓለም ኣኽሱማዊት እምባየ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ኣብ ኒዮርክ ማንሃተን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ ደቂኣንስትዮ ዓለም ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብ1500 ሜትሮ ካብ 1ይ ክሳብ 3ይ ደረጃ ብመሓዝ ተዓወትቲ ኮይነን፡፡

ኣብቲ ውድድር ኣኽሱማዊት እምባየ 1ይ፣ ሂሩት መሸሻ 2ይን ፍሬወይኒ ሃይሉ 3ይን ደረጃ ብመሓዝ ነቲ ውደድር ዛዚመን፡፡

ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ 2022 እናተኻየደ ዝርከብ ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ ዓለም ሎሚ መዓልቲ እውን ካልኦት ውድድራት እናተካየዱ ከምዝርከቡ ተሓቢሩ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.