Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ኣክሱምን ሽረን ሎሚ መዓልቲ  ኣማስዩ ግልጋሎት መብራህቲ ጀሚሩ

 

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ በቲ ጁንታ ጉድኣት በፂሑዎ ዝነበረ  መስመር ኤሌክትሪክ ብምፅጋን ከተማ ዓድዋ፣ አክሱምን ሽረን ሎሚ መዓልቲ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ አገልገሎት ረኺበን።

ከተማ ሑመራን ወልቃይቲን ከባቢኡን ድማ እልክትሪክ ንክረኽቡ ርብርርብ ይግበር ኣሎ ተባሓቢሩ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.