Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ደብረ ታቦር ብልዕሊ 131 ሚሊየን ብር ዝተሃነፁ 40 ፕሮጀክትታት ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ደብረ ታቦር ብልዕሊ 131 ሚሊየን ብር ዝተሃነፁ 40 ፕሮጀክትታት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ ኣብ ዝተረኽቡሉ ተመሪቖም።

እቶም ፕሮጀክትታት ብተሳትፎ ህዝቢ ተሃኒፆም ንግልጋሎት ዝወዓሉ ምዃኖም ካብ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ክልል ኣምሓራ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.