Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ዳንሻ ህዝባዊ ድጋፍ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ዳንሻ ህዝባዊ ድጋፍ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ።

ኣብቲ ሰልፊ እቲ ህዝቢ ንጁንታ ህወሓት ብምውጋዝ መልእኽቲታት ኣመሓላለፉ።

ንቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስጋና ብምቕራብ፥ ኣብ ዝግበር ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ኣብ ጎድኖም ከምዝስለፉ ኣረጋጊፆም።

ብተወሳኺ ንጁንታ ህወሓን ንዘወገደ ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ፍሉይ ሓይሊ ኣምሓራን አመስጊኖም።

ኣብቲ ከባቢ ዝርከቡ ኣባላት እቲ ጁንታ ዕጥቆም ንክፈትሑን ኣብ ማይ ካድራ ጨፍጫፍ ዝፈፀሙ ኣካላት ብገበን ኲናት ይተሓተቱልና ኢሎም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል  FBC Tigrigna ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.