Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ጎዴይ ንዝህነፅ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ሚረድ ለይሊ እምነ ኹርናዕ ተነቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ኣብ ከተማ ጎዴይ ንዝህነፅ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ሚረድ ለይሊ እምነ ኹርናዕ ተነቢሩ።

ምስቶም ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብምዃን ሚኒሰስትር ዲኤታ ትራንስፖርት ኣይተ ካሳሁን ጎፌን ዋና መካየዲ ስራሕ ትካል ኤርፖርታት ኢትዮጵያ ኣይተ እስክንድር ኣለሙን እቲ እምነ ኹርናዕ ኣንቢሮም።

እቲ ኤርፖርት ብትካል ኤርፖርታት ኢትዮጵያ ዝህነፅ እንትኽውን፥ ብር 600 ሚሊየን ወፃኢ ከምዝግበረሉ ምግላፁ ካብ ኮሙዩኒኬሽን ጉዳያት መንግስቲ ክልል ሶማሌ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.