Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከይዲ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ተሳትፎ ሰራሕተኛታት ወሳኒ ኢዩ ክብል ኮንፌዴሬሽን ማሕበር ሰራሕተኛታት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከይዲ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ተሳትፎ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዝተዋፈሩ ሰራሕተኛታት ወሳኒ ኢዩ ክብል ኮንፌዴሬሽን ማሕበር ሰራሕተኛታት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

ፕሬዚዳንት እቲ ኮንፌዴሬሽን ኣይተ ካሳሁን ፎሎ ንግዜኢ ከምዝበልዎ፥ እቲ ኮንፌዴሬሽን ሎሚ ዘበን ኣብ ዝካየድ ሃገራዊ መርጫ ንፓርቲታት ፖለቲካ መድረኽ ናይ ምምችቻውን ንሰራሕተኛታት ዘድሊ ግንዛበ ናት ምትሓዝን ስራሕ ይሰርሕ ኣሎ።

እቲ ኮንፌዴሬሽን ኣብ ከይዲ ምርጫ ነፃን ገለልተኛን ብዝኾነ መገዲ ብተዓዛቢነት ከምዝከታተል እውን ተዛሪቦም።

“ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዝተዋፈሩ ሰራሕተኛታት ኣብቲ መርጫ ብምስታፍ ዴሞክራሲያዊ መሰሎም ክጥቀሙ ኣለዎም” እውን ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.