Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክሊ ብዙሕ ፈተናታት ብምዃን ኢኮኖሚና ብዝተባባዕ ኩነታት ይጠናኸር ኣሎ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸብሉ ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት ሽዱሽተ ኣዋርሕ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ይሳለጥ ኣሎ።

እቲ ዝግበር ዘሎ ገምጋም ኣመልኪቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ዓውዲ ቱሪዝም ንምጉልባት ኣካል መኣዲ ንሃገር ኣብ ዝኾነ ምዕሩግ ቦታ ሃላላ ኬላ ኣፈፃፅማ መደባት ሽዱሽተ ኣዋርሕ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ነካይድ ኣለና ኢሎም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ምስ ብዙሕ ፈተናታት እናተጋፈጥና እንተለና ኢኮኖሚና ፅኑዕ ብዝኾነ መገዲ ይጠናኸር ኣሎ ክብሉ ድማ ገሊፆም።

እዚ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ኩሉ ክፋል ሕብረተሰብ ብምትሕብባር ምህርቲ ኣብ ምስሳን ክሰርሕ ይግባእ ድማ ኢሎም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.