Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክሊ እታዎታት መቀነባበሪ ፍሪያታት ግብርና፣ ኣቕርቦትን ዕዳጋን ስርናይ ልዝብ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትካል ለምዓት እታዎታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ እታዎታት መቀነባበሪ ፍሪያታት ግብርና፣ ኣቕርቦትን ዕዳጋን ስርናይ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ልዝብ ተኻይዱ።

እቲ ትካል ልምዓት እታዎት ኣቕራብን ደላዪን ንምርኻብ ትኹረት ብምሃብ ይሰርሕ ከምዘሎ ኣብቲ መድረኽ ተገሊፁ።

ብምኽኒያት ሕፅረት ኣቕርቦት ሕሩጭ ብዝተፈጠረ ዋጋ ብምውሳኹ ባኒ ገዚእኻ ምብላዕ ዘይከኣለሉ ኩነታት ከምዝተፈጠረ ተሓቢሩ።

ኣብ ኣፍረይቲ እቶት ከምዘሎ እንተተገለፀ አውን ኢንዱስትሪታት ግን ብምኽኒያት ሕፅረት እቶት እኹል ፍሪያት ኣየፍሪዩን ኣለዉ ተባሂሉ።

ስለዝኾነ እቶም ዝረኣዩ ዘለዉ ፀገማት ንምቕራፍ ዓሊሙ እቲ መድረኽ ከምዝተዳለወ ተገሊፁ።

በዘመን በየነ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.