Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ሃረሪ ንግድብ ህዳሰ ዝኸውን ልዕሊ 14 ሚሊየን ብር ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ ንግድብ ህዳሰ ዝኸውን ልዕሊ 14 ሚሊየን ብር ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ ወርሒ ተኣኪቡ።

ኣብቲ ክልል ካብ 27 ጥሪ 2013 ዓ.ም ጀሚሩ ንሓሙሽተ ኣዋርሕ ፅዋዕ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ፃንሒቱ ዛዚሙ ንምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ተረኪቡ።

እቲ ፅዋዕ ኣብቲ ክልል ኣብ ዝነበሮ ፃንሒት ገቢ ካብ ምትእካብ ብተወሳኺ ንሕብረተሰብ ግንዛበ ኣብ ምፍጣር ዕዙዝ ግደ ከምዝነበሮ ተሓቢሩ።

ብተሾመ ሃይሉ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.