Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣብ ዓውዲ ሰላምን ፀፅታን ዝተገበሩ ስራሕቲ ውፅኢት ከምዝተረኸበሎም ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣብ ዓውዲ ሰላምን ፀፅታን ዝተገበሩ ስራሕቲ ውፅኢት ከምዝተረኸበሎም ተገሊፁ።

ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ኣብ ዓውዲ ሰላምን ፀፅታን ዝተገበሩ ስራሕቲ በዝምልከት ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል አሻድሊ ሀሰን ኣብ ዝተረኸብሉ ገምጊሙ።

ኣብቲ ግምገማ፥ ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣብ ዓውዲ ሰላምን ፀፅታን ዝተገበሩ ስራሕቲ ውፅኢት ከምዝተረኸበሎም ተገሊፁ።

ዜጋታት መሊስካ አግሪ ኣብ ምትካልን መሰረተ ልምዓታት ኣብ ምፅጋንን ስራሕቲ ይስርሑ ከምዘለዉ እውን ምሕባሪ ካብ ኮሚኒኬሸን እቲ ክልል ዝክብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

 

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.