Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ትግራይ ዝተጎድኡ መሰረተ ልምዓታት ብምፅጋን ትምህርቲ ንምጅማር ዘኽእል 50 ሚሊየን ብር በጀት ከምዝተትሓዘ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ እዋን ምኽባር ሕጊ ዝተጎድኡ መሰረተ ልምዓታት ብምፅጋን ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ኣብ ኩሉ ከባቢታት ክጅመር ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ትምህርቲ ገሊፁ።

ነዚ ድማ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተጎድኡ መሰረተ ልምዓታት ብምፅጋን ትምህርቲ ንምጅማር ዘኽእል 50 ሚሊየን ብር በጀት ከምዝተትሓዘ ተገሊፁ።

ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ኣይተ ሚሊየን ማቴዎስ፥ ኣብ ኣጎራበትቲ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ ኣብ ከይዲ ምኽባር ሕጊ ዝተጎድኣ ኣብያተ ትምህርቲ ብምፅጋን ናብ ስራይ ናይ ምእታው ከይዲ ይፍፀም ኣሎ።

ንክልል ትግራይ ልዕሊ 700 ሺሕ ማስክ ከምዝተዳለወ ካብ ሚኒስቴር ትምህርቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል  FBC Tigrigna ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.