Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ንፈለማ እዋን ፍርያት ኣቦካዶ ናብ ዕዳጋ ወፃኢ ክቐርብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ንፈለማ እዋን ፍርያት ኣቦካዶ ናብ ዕዳጋ ወፃኢ ምቕራብ ከምዝጅመር ተገሊፁ።

ንሓረስቶት ኣፍረይቲ ኣቦካዶን ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላትን መርሃ ግብሪ ምሃብ ኣፍልጦ ተኻይዱ፡፡

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ሕርሻ ኣይተ ዑመር ሑሴንን ምርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳን ከምኡ እውን ላዕለዎት ኣመራርሓታት እቲ ክልል ተረኺቦም፡፡

ኣብዚ ዓመት 16 ቶን ፍርያት ኣቦካዶ ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ከምዝቐርብ ተሓቢሩ፡፡

ብሂርጶ ሽቦ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.