Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ደቡብ ማሕበረሰብ ሓቆፍ ስራሕቲ ተፋሰስ ልምዓት ብዕሊ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ማሕበረሰብ ሓቆፍ ስራሕቲ ተፋሰስ ልምዓት ብዕሊ ተጀሚሩ።

ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ርስቱ ይርዳው ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ እቲ ተፋሰስ ልምዓት 2014 ዓ.ም ንምጅማር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዞባ ኮንሶ ተረኺቦም፡፡

ንስራሕቲ ሓለዋ ማይን ሓመድን ልዕሊ 2 ሺሕን 376 ተፋሰሳት ከምዝተፈለዩ ካብ ቢሮ ሕርሻ እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ኣብቲ ስራሕቲ ተፋሰስ ልምዓት ልዕሊ 3 ሚሊየን ክፋላት ሕብረተሰብ ክሳተፉ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ፡፡

ብብርሃኑ በጋሻው

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.