Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ደቡብ ኣብ ቀዳማይ ርባዕ ዓመት 4ሺሕን 800 ቶን ቡና ንማእከላዊ ዕዳጋ ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ኣብ ቀዳማይ ርባዕ ዓመት 4ሺሕን 800 ቶን ቡና ንማእከላዊ ዕዳጋ ቀሪቡ።

ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ቡናን ሻሂን ቅመማቅመምን እቲ ክልል ኣይተ ሬድዋን ከድር፥ ካብ ፈሪያ ቡና 907 ሚሊየን ናይ ኣሜሪካን ዶላር ከምዝተረኸበ ተዛሪቦም።

ነዚ ድማ ግብረ ሓይሊ ፍሪያት ቡና ብፅርየትን በዝሒን ብዝምልከት ኣብቲ ክልል ዘሎ ፀገም ይግምግም ዘሎ እንትኸውን፥ ኣብ 2013 ዓ.ም ዝተረኸበ ሸርፊ ወፃኢ ንሃገር ከበርክቶ ካብ ዝግባእ ዝነኣሰ ከምዝኾነ ኣይተ ሬዲዋን ገሊፆም።

ብጥላሁን ይልማ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.