Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ደቡብ ወፍሪ ክታበት ፖሊዮ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ወፍሪ ክታበት ፖሊዮ ተጀሚሩ።

እቲ ክታበት ካብ ሎሚ ጀሚሩ ንተኸታተልቲ ኣርባዕተ መዓልታት ክፀንሕ ኢዩ ተባሂሉ።

ኣብ ምርሃ ግብሪ ምጅማር እቲ ክታበት፥ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ዶክተር ደረጀ ዱጉማ፣ ሓላፊ ቢሮ ጥዕና እቲ ክልል ኣይተ እንደሻው ሽብሩን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ተረኺቦም።

ወለዲ፣ ኣብያተ ትኝህርቲን ካልኦት ትካላትን ህፃናት ንከኽትቡ ፃውዒት ቀሪቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.