Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ ተወለድቲ ትግራይ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኣድሂቦም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ ዝነብሩ ተወለድቲ ትግራይ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊን ተተሓሓዝቲ ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም።

ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ኢትዮጵያ ካብ ውሽጢን ወኢን ዝገጠማ ፈተና ዝምልከት መበገሲ ፅሑፍ ቀሪቡ፡፡

ተሳተፍቲ እቲ ብግደኦም ንሕና ተጋሩ ብኢትዮጵያውነትና ኣይንደራደርን ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ኢና ኢሎም፡፡

ቅድሚ ውሑዳት መዓልቲታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ተወለድቲ ትግራይ ንሰራዊት ምክልኃል ደም ብምልጋስ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ምዃኖም ኣረጋጊፆም ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.