Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ከባቢ መሳለሚያ እህል በረንዳ ሓደጋ ሓዊ ኣጋጢሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ከባቢ መሳለሚያ እህል በረንዳ፣ ህንፃ ኣማኑኤል ፀጋ ኣብ ሓደጋ ሓዊ ኣጋጢሙ።

እቲ ሓደጋ ሓዊ ንምቁፅፃርን ነብ ካልኦት ንኸይጋፋሕን፥ ሰብ ሞያ ምቁፅፃር ሓደጋ ሓዊ፣ ኣባላት ፖሊስን መናእሰይ እቲ ከባቢን ይረባረቡ ኣለዉ።

መበገሲ አቲ ሓደጋ ሓዊ፣ ኣብ ልዕሊ ንብረት ዘብፀሖ ጉድኣትን ካልኦት ግድኣታትን ኣብ ቀፃሊ ከምዝግለፅ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.