Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ወረዳ ሊበን ጃዊ  ብዝበፅሐ ሓደጋ ትራፊክ ሸውዓተ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ዞባ ምዕራብ ሸዋ፣ ወረዳ ሊበን ጃዊ  ብዝበፅሐ ሓደጋ ትራፊክ ሸውዓተ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም።

ኣብ ልዕሊ ክልተ ሰባት እውን ከቢድ ጉድኣት ኣካል ከምዝበፅሐ ተገሊፁ።

ኣተሓባባሪ ትራፊክ ፖሊስ እቲ ወረዳ ሳጅን ግዛቸው ዳማ ከምዝበልዎ፥ እቲ ሓደጋ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ነቀምት እትጓዓዝ ዝነበረት ኣብቶብስ ምስ ብተፃራሪ ኣንፈት እትጓዓዝ ዝነበረት ሎንግ ቤዝ መኪና ብምልታማ ኢዩ ኣጋጢሙ።

በቲ ዝበፅሐ ሓደጋ ድማ ኣዶን ውላድን ሓዊሱ ሸውዓተ ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ተዛሪቦም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.