Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ወረዳ ከባቢ ጎንደር ናይ ድሕሪት እግሪ ዘይብሉ ምራኽ ተወሊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ወረዳ ከባቢ ጎንደር ናይ ድሕሪት እግሪ ዘይብሉ ምራኽ ተወሊዱ።

ኣቲ ምራኽ፥ ኣብቲ ወረዳ ጣቢያ ፂዮን ሰጓጅ ከምዝተወለደ ካብ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ማእኸላይ ዞባ ጎንደር ዝረኽብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ቅድሚ ሕዚ፥ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2018 ኣብ ኢንዶኔዢያ ከምኡ እውን ኣብ ምብራቓዊ ቻይና ናይ ቅድሚት እግሪ ዘብሎም ምራኹት ተወሊዶም ከምዝነበሩ ፀብፃብ ደይሊ ሜይል የረድእ።

እዋናውን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.