Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ልዕሊ 31 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ልዕሊ 31 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ።

እቶም ናውቲታት ኮንትሮባንድ የጎዓዕዛ ዝነበራ 16 ተሽከርከርቲን 17 ተጠርጠርቲን አውን ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ተሓቢሩ።

እቶም ናብ ውሽጢ ዓዲ ክኣትዉ ዝተትሓዙ ናውቲታት፥ ኣልባሳት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ገይፀ መይፂ ብሩር፣ ሽጋራ፣ ቆርበት ነብሪ፣ ኮስሞቲክስ፣ መለዋወጢ፣ ምግቢ ተንከፍ ሸቐጣሸቐጥ፣ መድሓኒት፣ ተተኮስቲ ጠያይቲ፣ ስኒ ሓርማዝን ጫማን ኢዮም፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.