Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ልዕሊ 123 ቢሊየን ብር ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ልዕሊ 123 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ፡፡

ኣብ ኣርባዕተ ኣዋርሕ እቲ በጀት ዓመት 133 ቢሊየን 381 ሚሊየን 670 ሺሕ ብር ንምእካብ ተሓሲቡ ኢዩ 123 ቢሊየን 962 ሚሊየን 650 ሺሕ ብር ክእከብ ተኻኢሉ ዘሎ፡፡

ኣፈጻፅምኡ ድማ 92 ነጥ 94 ሚኢታዊ ከምዝኾነ እቲ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ።

እቲ ኣፈፃፅማ ትልሚ ምስ ዝሓለፈ ተመሳሳሊ እዋን እንትነፃፀር ናይ 16 ቢሊየን 334 ሚሊየን 850 ሺሕ ብር ዕቤት ከምዘርአየ እውን ተገሊፁ፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.