Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዓውዲ ኮንስትራክሽን ብቕዓት ዘለዎ ሃገር ቦቆል ሓይሊ ሰብ ምህናፅ ዘኽአል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ኮንስትራክሽን ብቕዓት ዘለዎ ሃገር ቦቆል ሓይሊ ሰብ ምህናፅ ዘኽአል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።

ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ኣብ ዘሰናድኦ መድረኽ ዘተ፥ ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ወንድሙ ሴታ (ኢ/ ር)ን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ተረኺቦም።

እቲ መድረኽ፥ እታዎታት ዓውዲ ኮኒስትራክሽን ብፍሪያት ውሽጢ ዓዲ ብምትካእን ተወዳዳሪነት ክብ ንምባል ዝጥዕም ፋይናንን ቀረብ ናውቲን ንክህሊ ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ።

ወንድሙ ሴታ (ኢ/ ር)፥ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ሃገራዊ ባህጊ ዕብየት ልምዓት ናይ ባዕሉ ኣስተዋፅኦ ኣብ ምብርካት ዝርከብ እንተኾነ እውን ብፀገማት የፍተን ከምዘሎ ተዛሪቦም።

እቶም ፀገማት ብምፍታሕ ትፅቢት ዝግበረሉ ውፅኢት ንክመፅእ ኩለን ትካላት ግደአን ክዋፅኣ ኣለወን ኢሎም።

ብምንይችል ኣዘዘው

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.