Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ብዙሓት ምዕራፋት ዓወት ፈፂምና ኢና-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብቲ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ብዙሓት ምዕራፋት ዓወት ፈፂምና ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝገለፅዎ፥  ምስ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዝነበረ ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት 2013 ዓ.ም ከምዝተዛዘመ ገሊፆም።

ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ብዙሓት ምዕራፋት ዓወት ፈፂምና ኢና ዝበሉ ቀ/ሚ ኣቢይ፥ ሙሉእ ዓቕሚ ኢትዮጵያ ንምጥቃም ብዙሓት ስራሕቲ ትፅቢት ከምዝግበር ሓቢሮም።

ኣብ መወዳእታ ምስ ኣባላት ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ከምዘካየዱ ተዛሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.