Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ኣብ ኢትዮጵያ ሰላምን ምርግጋዕን ንምንጋስ ብዝተሰርሐ ስራሕ ምምሕያሽ ከምዝተርኣየ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ኣብ ኢትዮጵያ ሰላምን ምርግጋዕን ንምንጋስ ብዝተሰርሐ ስራሕ ምምሕያሽ ከምዝተርኣየ ሚኒስቴር ሰላም ገሊፁ።

ኣብ ከተማ ሚዛን ኣማን ኣብ ዝተኻየደ ዘተ ፀፅታን ሰላምን ክልላት ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ኣብቲ ዓውዲ ዝሰርሐኦም ስራሕቲ ኣቕሪበን።

ሚኒስትር ሰላም ኣይተ ብናልፍ ኣንዷለም፥ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ኣብ ኢትዮጵያ ሰላምን ምርግጋዕን ንምንጋስ ብዝተሰርሐ ስራሕ ምምሕያሽ ከምዝተርኣየ ገሊፆም።

ብፍላይ ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ዝተሰርሐ ስራሕ ንካልኦት ክልላት እወንታዊ ተመክሮ ዝኸውን ከምዝኾነ ተዛሪቦም።

ብተስፋየ ምሬሳ

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.