Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ወፃኢ ሎጂስቲክስ ንምቕናስ በዝተሰርሐ ስራሕቲ 2 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ወፃኢ ከምዝደሓነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ወፃኢ ሎጂስቲክስ ንምቕናስ በዝተሰርሐ ስራሕቲ 2 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ወፃኢ ከምዘድሓነ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ገሊፁ።

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ  ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ሻድሻይ ዙር ቀዳማይ ዘበን ስራሕ መበል ዓስራይ ስሩዕ ጉባኤኡ ኣካይዱ።

ኣብቲ ጉባኤ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣፈፃፅማ ስራሕ 10 ኣዋርሕ ኣቕሪቡ።

ሚኒስትር ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ፥ ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ወፃኢ ሎጂስቲክስ ንምቕናስ በዝተሰርሐ ስራሕቲ 2 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ወፃኢ ከምዝደሓነ ገሊፀን።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.