Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዝተፈለሳለዩ ክፍለ ከተማታት ኣዲስ ኣበባ ንመረፃ ዘድልዩ ምድላዋት ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሰነ፣ 2013 ፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈለሳለዩ ክፍለ ከተማታት ኣዲስ ኣበባ ንመረፃ ዘድልዩ ምድላዋት እናተገበረ ከምዝርከብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።

ኣብ ዝተፈላለያ ክፍለ ከተማታት ኣዲስ ኣበባ፥ ፅባሕ ንዝካየድ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ምስራሕ ዳስን ተመሳሰልቲ ተግባራትን እናተሳለጡ ከምዝኾኑ ካብ ቤት ፅሕፈት ፕሬስ ሴክሬታሪያት እቲ ምምሕዳር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ነበርቲ ኣብ ከከባቢኦም ዝርከባ ጣቢያታት መረፃ ተረኺቦም ንመረፃ ዝኸውን ኣድለይቲ ምድላዋት እናሳለጡ ይርከቡ፡፡

ካብዚ ብተወሳኺ ጎድና ጎድኒ መረፃ “ንኢትዮጵያ ንኽና!” ብዝብል ንዝካየድ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋ ኣሰር ዝኾኑ ጎዳጉዲ ብምኹዓት ቅድመ ምድላው እናገበሩ ከምዝርከቡ ተሓቢሩ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.