Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ከይዲ ምሃብ ድምፂ ተዛዚሙ ቆፀራ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማታት ቻግኒን ደብረ ብርሃንን ከይዲ ምሃብ ድምፂ ተዛዚሙ ቆፀራ ተጀሚሩ።

ከተማ ደብረ ብርሃን ሓዊሱ ኣብ ዞባ ሰሜን ሸዋ ዝተሳለጠ መረፃ ብሰላም ተዛዚሙ ኣማሲዩ ቆፀራ እናተገበረ ይርከብ፡፡

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከይዲ ምሃብ ድምፂ ዝተዓዘበ እንትኸውን፥ ኣብቲ እዋን ተዓዘብቲ መረፃ ኣብ ዝተረኸቡሉ ቆፀራ እናተገበረ ምዃኑ ተመልኪቱ።

ብተመሳሳሊ ዜና ኣብ ሃዋሳ፣ ወልዲያ፣ ድሬዳዋን ካብ ንጉሆ ሰዓት 12 ዝተጀመረ ከይዲ ምሃብ ድምፂ ተዛዚሙ ቆፀራ ድምፂ ተጀሚሩ፡፡

ኣብ ዞባ ሰሜን ወሎ እውን ኣብ ትሽዓተ ክልላት መረፃ ከይዲ ምሃብ ድምፂ ተዛዚሙ ቆፀራ ተጀሚሩ፡፡

በአዲስ አበባ በተለያዩ የምርጫ ጣቢያዎች የተካሄደው የድምጽ አሰጣጥ ሂደትም ተጠናቆ ቆጠራ እየተካሄደ ነው

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለያ ጣቢያታት መረፃ ዝተኻየደ ከይዲ ኣወሃህባ ድምፂ ተዛዚሙ ቆፀራ ድምፂ ከምዝተጀመረ ተገሊፁ ኢዩ፡፡

እዋናዊ ውፅኢት መረፃ ድማ ፅባሕ ንጉሆ ኣብተን ጣቢያታት መረፃ ክፍለጥ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ፡፡

ብስንታየሁ መሃመድ፣ ይመር ዳውድ ፣ ሙክታር ጠሃ፣ ዳዊት መስፍን፣ ይስማው ኣደራው፣ ኣላዩ ገረመው፣ ሳምራዊት የስጋትን እዮናዳብ ኣንዱዓለምን

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.