Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብምድጋፍን ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ብምውጋዝን ሰልፊታት ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብምድጋፍን ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ብምውጋዝን ሰልፊታት ይካየድ ኣሎ።

ብመሰረት እዚ ኣብ ከተማ ባሌ፣ ጅማ፣ ምዕራብ ኣርሲ፣ ሻሸመኔ ሓዊሱ ኣብ ዝፈላለዩ ከተማታት ክልል ኦሮሚያ   ህዝባዊ ደገፍ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ።

እኢ ሰልፊ፥  ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብምድጋፍን ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ብምውጋዝን ይካየድ ከምዘሎ  ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.