Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዞባ ወላይታ ኩሎም ድምፂ ዝተውሃበሎም ሳንዱቓት ናብ ክልላት መረፃ ቢፂሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ወላይታ ኩሎም ድምፂ ዝተውሃበሎም ሳንዱቓት ናብ ክልላት መረፃ ከምዝበፅሑ ተገሊፁ፥

ኣብ ዞባ ወላይታ፥ ኣብ ሸውዓተ ክልላት መረፃ ዝርከባ 563 ጣቢያታት መረፃ ከይዲ ምሃብ ድምፂ ተሳሊጡ ኢዩ፡፡

ድምፂ ዝተውሃበሎም ሳንዱቓት ናብ ክልላት መረፃ ከምዝበፅሑን ቆፀራን ርኽክብን እናተገበረ ከምዝኾን ሓላፊ ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ መረፃ ዞባ ወላይታ ኣይተ ሙሉጌታ ስምዖን ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ተዛሪቦም።

ብማስተዋል ኣሰፋ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.