Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዩንቨርስቲታት ትምህርቲ ንምጅማር ኣብ ዘኽእል ዛዕባ ብምድሃብ ዘተ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ስሩዕ ትምህርቲ ንምጅማር ኣብ ዘኽእል ዛዕባ ብምድሃብ ዘተ ይግበር ኣሎ።

እተን ትካላት ኣብ 2012 ዓ.ም ኮሮና ንምክልኻል ዝዓመመኦም ቁልፊ ተግባራት ብዝምልከትን ዝመፅአ ውፅኢትን ኣብቲ መድረኽ ብምቕራብ ይግምገም ከምዘሎ ተገሊፁ።

እቲ ጉባኤ ትማሊ ዝጀመረ እንትኸውን፥ ሎሚ ዘበን ትምህርቲ ንምጅማር ኣብ ዘኽእል ዛዕባ ብምልዛብ ሎሚ መዓልቲ ክዛዝም ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ጎድና ዶድኒ እቲ መድረኽ፥ እተን ትካላት ኣብ ምርምር፣ ማሕበረሰብ ተኮር ኣገለግሎትን ሽግግር ቴክኖሎጂን ዝፈፀመኦም ተግባራት ብዘምልከት ሒዘን ከምዝቐረባ ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.