Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ደቡብ ሱዳን ብዘጋጠመ ሓደጋ ምዕልቕላቕ ውሕጅ ልዕሊ 600 ሺሕ ዜጋታት ንጉድኣት ተቓሊዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ሱዳን ካብ ወርሒ ጉምበት ጀሚሩ እናተስፋሕፈሐ ብዝመፅአ ሓደጋ ምዕልቕላቕ ውሕጅ ብውሑዱ 623 ሺሕ ዜጋታት ንጉድኣት ከምዝተቓልዑ ተገሊፁ።

በቲ ሓደጋ ብዙሓት ሰባት መረበቶም ሓዲጎም እናሃደሙ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ፡፡

ኣብታ ሃገር ዝወቕ ሓያል ዝናብ ስዒቡ ሩባታት መሊኦም ካብ ሞንጎ 10ቲአን ግዝኣታት እታ ሃገር ኣብተን ሸሞንተ ምዕልቕላቕ ከምዘጋጠመን ኣልጀዚራ ፀብጺቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.