Fana: At a Speed of Life!

“ኣብ ጉዳይ ትግራይ ስራሕቲ መንግስቲ ምንኣስ ኣግባብነት ኣይብሉን” ኣይተ ደመቀ መኮነን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉዳይ ትግራይ ስራሕቲ መንግስቲ ምንኣስ ኣግባብነት ኣይብሉን ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢን  ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም።

ኣይተ ደመቀ፥ ጉዳይ ትግራይ ብዝምልከት መንግስቲ ዝሰርሖም ስራሕቲ ብምቅዋም ዝካየድ ወፍሪ ግቡእ ኣይኮነን ኢዮም ኢሎም።

ሐዚ እንደሊዮ ጭቡጥ ደገፍ ኢዩ ዝበሉ ኣይተ ደመቀ፥ ብሽፋን ሰብኣዊነት ሓድነት ግዝኣት ኢትዮጵያን ምትእስሳርን ከምኡውን ሓላፊነት ዝተመልኦ ተግባር መንግስቲ ብዝምልከት ምንኣስ ተቐባሊነት ኣይብሉን ኢሎም።

ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ክብ ንምባልን ተበፃሒ ንምግባርን፣ ማሕበራዊ ምትእስሳር ዳግም ንምህናፅ፣ መሰረታዊ ኣገልግሎታት ንምጅማር መስ ኩሎም መዳርግቲ ኣካላትን የእትወና ዝብሉ ኣካላትን ብሓባር ንምስራሕ ኢትዮጵያ ድልውቲ ከምዝኾነት ኣይተ ደመቀ ምግላፆም ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.