Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ግንባር ወሎ ብዙሓት ዕጡቓት እቲ ግብረ ራዕዲ ይድምሰሱን ኢዶም ይህቡን ኣለዉ-መኮንናት ጦር እቲ ግንባር

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግንባር ወሎ ብዙሓት ዕጡቓት እቲ ግብረ ራዕዲ ይድምሰሱን ኢዶም ይህቡን ኣለዉ ክብሉ መኮንናት ጦር እቲ ግንባር ተዛሪቦም።

ኣብቲ ግንባር ዕጡቓትን መሳሪያታትን ፀላኢ ይማረኹን ይድምሰሱን ፀላኢ ልዑል ሰብኣዊን ቁሳዊን ኪሳራ ይበፅሖ ምህላዉ ገሊፆም።

መበል 13 ክፍለ ጦር ቀዳማይ ሬጅመንት ኣዛዚ፥ እቲ ሰራዊት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዝኣተወሎም ኩሉ እናተኸታተለ ኣብ ብምቕባር ከምዘሎ ገሊፆም።

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ሰሜን ወሎ ልዑል ግፍዕን በደልን ይፍፅም ከምዘሎ በምግላፅ፥ ብሰራዊትን ሓይሊ ፀፅታን ክድምሰስ ኢዩ ክብሉ ኣረጋጊፆም።

ህዝቢ እውን ልዑል ድጋፍን ሓገዝን ይገብር ከምዘሎ ሓቢሮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.