Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ፀወታ ቤትኪንጊንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ሃዋሳ ከተማ ዓወት ቀኒዑዋ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)7ይ ሰሙን ፀወታ ቤትኪንጊንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ሓደ ፀዋታ ኣተኣናጊዱ።

ንጋንታ ባህርዳር ከተማ ዘተኣናገደት ጋንታ ሃዋሳ ከተማ 2 ን 1 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ።

መስፍን ታፈሰን ኤፍሬም ኣሻሞን ናይ ሃዋሳ ሸቶታት እንተቑፅሩ፥ ብሕታዊት ሸቶ ባህርዳር ከተማ ድማ ሳለኣምላክ  ተገኝ ኣመዝጊቡዋ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.