Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ፀወታ ፕሪሜርሊግ ጋንታ ሰበታ ከተማ ዓወት ቀኒዑዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፀወታ ቤት ኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ሰበታ ከተማ ንጋንታ ጅማ ኣባ ጅፋር 2 ን 1 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ።

ኣብቲ ፀወታ ሱራፌል ኣወል ኣብ መበል 32 ደቒቕ ዘመዝገባ ሽቶ ጅማ ኣባ ጅፋር መሪሕ ኮይና ትንበር እምበር፥ ኦሲይ ማውሊ ድሕሪ ዕረፍቲ ብዘመዝገበን ሽቶታት ሰበታ ከተማ ተዓዊታ ክትወፅእ ክኢላ።

እተን ሸቶታት ድማ ኣብ መበል 59ን 82ን ደቒቕ ኢዩ ኣመዝጊቡወን።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.