Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ፅዋዕ ኣውሮፓ እንግሊዝን ጣሊያንን ናብ ፍፃመ ፀወታ በፂሐን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምሌ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ሃገራዊት ጋንታ እንግሊዝ ንዴንማርክ ብምስዓር ናብ ፍፃመ ፀወታ ምሕላፋ ኣረጋጊፃ።

እቲ ፀወታ ኣብ ስሩዕ ሰዓት ሓደ ማዕረ ዝተዛዘመ እንትኸውን፥ እንግሊዝ ኣብ ተወሳኺ ሰዓት ሓንቲ ሽቶ ብመውሳኽ 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊታ፡፡

ስለዝኾነ ድማ ናብ ፍፃመ ፀወታ ምሕላፋ ኣረጋጊፃ ኣላ፡፡

ብቕድሚ ትማሊ ሃገራዊት ጋንታ ጣሊያን ንሃገራዊት ጋንታ ስፔን ብምስዓር ናብ ፍፃመ ፀወታ ምሕላፋ ይፍለጥ።

ናይ ፍፃመ ፀወታ ፅዋዕ ኣሮፓ ዝቕፅል ሰንበት ኣብ ስታዲየም ዌምብለይ ክካየድ ኢዩ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.