Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ፅዋዕ ዓለም ኣፍሪካዊት ሞሮኮ ምስ ስፔን ክትፃወት ኢያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፅዋዕ ዓለም ፀወታታት ኣውዲቕካ ሕለፍ ሎሚ መዓልቲ ቀፂሎም ክካየዱ ኢዮም።

ብመሰረት እዚ ምሸት ሰዓት 12 ኣፍሪካዊት ሞሮኮ ምስ ስፔን ክራኸባ ኢየን፡፡

ምሽት ሰዓት ኣርባዕተ ድማ ፖርቹጋል ምስ ስዊዘርላንድ ናብ ርብዒ ፍፃመ ንምሕላፍ ክትፃወታ ኢየን፡፡

ትማሊ ኣብ ዝተኻየዱ ፀወታታት ኣውዲቕካ ሕለፍ ክሮሺያ ንጃፓን ብፍፁም ቅላዕ 3 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት፤ ከምኡ እውን ብራዚል ንደቡብ ኮሪያ 4 ን 1 ብምስዓር ናብ ርብዒ ፍፃመ ምሕላፈን ይፍለጥ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.