Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ፅዋዕ ዓለም ኣፍሪካዊት ሴኔጋል ምስ እንግሊዝ ክትፃወት ኢያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፅዋዕ ዓለም ፀወታታት ኣውዲቕካ ሕለፍ ሎሚ መዓልቲ እውን ቀፂሎም ክካየዱ ኢዮም።
ብመሰረት እዚ ምሸት ሰዓት 12 ፈረንሳይ ምስ ፖላንድ ክራኸባ ኢየን፡፡
ምሽት ሰዓት ኣርባዕተ ድማ ኣፍሪካዊት ሴኔጋል ናብ ርብዒ ፍፃመ ንምሕላፍ ምስ ኢንግሊዝ ክትፃወት ኢያ፡፡
ትማሊ ኣብ ዝተኻየዱ ፀወታታት ኣውዲቕካ ሕለፍ ኔዘርላንድስ ንኣሜሪካ 3 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት፤ ከምኡ እውን ኣርጀንቲና ንውስትራሊያ 2ን1 ብምስዓር ናብ ርብዒ ፍፃመ ምሕላፈን ይፍለጥ፡፡
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.