Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ኣዳማ ከተማን ድሬዳዋን ከተማን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 22 ሰሙን ቤት ኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ኣዳማ ከተማን ድሬዳዋን ከተማን 0 ን 0 ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተፈላሊየን።

ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ኣብ ዘካየደኦ ፀወታ ብዘይ ሽቶ ክፋላለያ ክኢለን፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.