Fana: At a Speed of Life!

ኣብ 2013 ዓ.ም ካብ ንግዲ ወፃኢ 3 ነጥቢ 62 ቢሊየን ዶላር ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2013 ዓ.ም ካብ ንግዲ ወፃኢ 3 ነጥቢ 62 ቢሊየን ዶላር ኣሜሪካ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ።

እቲ ኣታዊ ናብ ኣሜሪካ፣ ኣውሮፓ፣ ጃፓን፣ ስዑዲ ዓረብ፣ ሲንጋፖር፣ እስራኤል ን ቻይናን ካብ ዝተልኣኹ ዝተረኸበ ኢዩ።

ብቀንዱ ድማ ካብ ፍሪያት ግብርናን ዓውዲ ማእድን ዝተረኸበ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ብቆንጅት ዘውዴ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.