Fana: At a Speed of Life!

ኣብ 800 ሜትሮ ፍርቂ ፍፃመ ኢትዮጵያውያን ኣአትሌታት ክሳተፋ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝሳተፋሉ ፍርቂ ፍፃሜ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ ለይቲ ሰዓት 10ን 35 ደቒቕን ክካየድ ኢዩ፡፡

ኣብቲ ውድድር ኣትሌት ፍሬወይኒ ሃይሉ፣ ኣትሌት ደርቤ ኦልተጂን ኣትሌት ሃብታም ኣለሙን ክሳተፋ ኢየን፡፡

ትማሊ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ርብዒ ፍፃመ እቲ ርሕቐት፥ ኣትሌት ድርቤ ኦልተጂ 1ይቲ፣ ፍሬወይኒ ሃይሉ 2ይቲ ካብ ምድብ ሓደ፣ ሃብታም ኣለሙ ካብ ምድብ ክልተ 1ይቲ ብምውፃእ ናብ ፍርቂ ፍጻመ ምሕላፈን ይዝከር፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.