Fana: At a Speed of Life!

ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋ ኣብ ማራቶን በርሊን ክበረ ወሰን እቲ ቦታ ብምምሕያሽ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓቲ ኣብ በርሊን ዝተኻየደ መበል 48 ውድድር ጉያ ማራቶን በርሊን ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋ ክበረ ወሰን እቲ ቦታ ብምምሕያሽ ተዓዊታ።

ኣትሌት ትእግስት 2 ሰዓት 15 ደቒቕ 37 ሰከንድ ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ኢያ ሓዱሽ ክብረ ወሰን እቲ ቦታ ኣመዝጊባ ዘላ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.