Fana: At a Speed of Life!

ኣትሌት ጎይቲቶም ገብረስላሴ  ኣብ ውድድር ማራቶን ደቂ ኣኒስቲዮ በርሊን ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ) ኣትሌት ጎይቲቶም ገብረስላሴ  ኣብ ውድድር ማራቶን ደቂ ኣኒስቲዮ በርሊን ተዓዊታ።

ኣትሌት ጎይቲቶም ነቲ ውድድር ብ2:20.09 ሰዓት ብምእታው ቀዳመይቲ ወፂኣ።

ህይወት ገብረኪዳን ድማ 2:21.23 ሰዓት ካልአይቲ እንትትከውን፥   ሄለን ቶላ 2:23.05 ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድረን ዛዚመን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.