Fana: At a Speed of Life!

ኣትሚስ ብዝብል ዝተወደበዓቃቢ ሰላም ኢትዮጵያ ቀጣናኡ ተረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ምዕራብ ሶማሊያ ተልእኾ ምዕቃብ ሰላም  እንትዋፃእ ዝነበረ ሻድሻይ ዙር ኣሚሶም፥ ብዝብል ሓዱሽ ሽም ንዝተወደበ ኣትሚስ ዓቃቢ ሰላም ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣረኪቡ።

ኣብቲ ስነስርዓት ርኽክብ ዝተረኸቡ ዋና ኣዛዚ ሴክተር ሰለስተ ብርጋዴር ጄኔራል ዘውዱ ሰጥኣርጌ፥ እቲ ሴክተር ነቲ ቀጣና ከብ ዝቕበል ጀሚሩ ኣብ ዝተዋፈረሉ ቀጣና ግዳጅ ሰላምን ፀፅታን እቲ ከባቢ ብምርግጋፅ ህዝቢ ሶማሊያ ብሰላም ንክነብር ገይሩ ኢዩ ኢሎም።

ኣብ ቀረባ እዋን ብዘይ ምንም ፀገም ፀፅታ ዝተሳለጠ ምርጫ እታ ሃገር ከም ኣብነት ረቚሖም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.