Fana: At a Speed of Life!

ኣካል ምንቅስቓስ ጀነሬተር ህዳሰ ግድብ ናይ ምቕማጥ ስራሕ ብዓወት ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካል ምንቅስቓስ ጀነሬተር ህዳሰ ግድብ ናይ ምቕማጥ ስራሕ ብዓወት ተፈፂሙ።

<span;>ኣብ ቀረባ እዋን ሓይሊ ከምዘፈልፍል ትፅቢት ዝግበረሉ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ ክልተ ዩኒት አብ ዩኒት 10 ናይ ተርባይን ጀነሬተር ተሽከርካሪ ኣካል (Rotar) ኣብ ቦትኡ ናይ ምቕማጥ ስራሕ ብዓወት ከምዝተፈፀመ ሓይሊ እልክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

<span;>ሮታርን ሓቢረሙዎ ዘለዉ ኣካላትን 840 ቶን ክብደት ዘለዎም እንትኾን፥ ሮተር ንእበይኑ 780 ቶን ከምዝምዘን ተገሊፁ።

<span;>ናይቲ ሮተር   ኣካላት ተርባይን ብኣግባቡ ምግጣም  የፈተነ ምፍልፋል ሓይሊ ስራሕ ንምጅማር ከምዝተቓረበ ገይርኻ ምውሳድ ከምዘይኽእል ተሓቢሩ።

<span;>እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

<span;>ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

<span;>ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

<span;>ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

<span;>ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

<span;>https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

<span;>ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

<span;>https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።</span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;>

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.